Eritrea: Escaping from the 25 Years Long Economic Trap-Part I

You may also like...

  • wedinakfa

    Skewed analysis to fit your own defunct ideology is no panacea for Eritrea, teacher of MEZMUR!!!

    • Adam

      At the end of the day the question is ” where is the beef” . Result speaks for itself. Mr. Teweldeberhan Thanks for your relentless realistic contribution to better our country. Keep it up. Everybody is learning from your sincere truthful analytic contribution.

      • Afewerki Gebru

        አዚ ጽሑፍ ክጽሕፍ ምኽንያት ዝኮነኒ ኣብ ዝሐለፈ ወርሒ ሐምለ ሐደ ካብ ተን መፍረቲ መናኣስይ ሙሁራት ኮለጃት ዝኮነት ማይነፍሂ ናይ
        ስነፍልጠት ህንጸ ተመሪቁ መንግስቲ ን ህዝብን ክብርን ሞግስን ይግቦኦ እሰይ እንቐዕ ደስበለና ንብሎ ። ዘሐብንን ዘኹርዕን
        ናይ ለባማት ስራሕ ህንጻ ተሃኒጹ ንሃገርን ህዝብን ዘሐበነ ዘኩዕን እዩ ፥ ነዚ ኵውን ንምግባር ዝተዋሱኡን ዝደከሙን ነዚ ፕሮጀክት
        አብ ተግባር ብንቑሕ ተሳትፎ ዘበርክቱ ምስጋና ይግቦም ። ብፍለይ ን መምህረይ ፕሮፈሰር ታደሰ መሐሪ መሪሕ ግደ ዝጻወት ዘሎ ተሐበን
        ሐበን ሃገር ስለዝኮንካ እብሎ ። መልክዕን ግርማን ሃገርና ዝኮነ ክም በዐል ዐዲ ቐይሕ ኮለጅ ንቐጻሊ ክስራሕ ተስፋ እገብር ፥ኣብዚ
        ዐወት ንሐፋሽ ን ትምህርትን ንሳልጥን ሀገርና እብል ።

        ሐንቲ ቅር ትብለኒ ኣላ እሞ ንመንግስቲ ወስ ከብል
        ደስ እብለኒ ቅድሚ ሕጂ ኣብ ኢትዮፕያ ክም በዕል ዳሽን ባንክ ህንጻ
        ክም ኡኸኣ አ ወጋገን ባንክ ዝአመሰለ ዋናታቱ ደቂ ሀገር ኤርትራ ኢዮም ኣብ ኤሪትራ ተዝክውን ክመይ ግርማ ሀገር ነይሮም እሞ፥

        ሕጂ ውን ኣይ ለበምናን ማለት መንግስቲ ክሐስበሉ
        ተስፋ ገብር ኣብ ደቡብ ሱዳን ሀብቲ ሀገር ን ግርማ ሀገርን ይጥፍእ ኣሎ፥

        ኣብ ከንያ ሞምባሳ ውን ብ ኤሪትራዊያን ዝውነን ይድገም ኣሎ ስጋብ 5 ስታር ዶ 3 ስታር ዝበሀል ስጋብ መዕስ ሱቅታ መንግስቲና ኽሐስበሉ ይግባእ ።

    • Teweldeberhan

      “ኣብታይ’ሲ ካብተን ጸጊበን ዝዕንድራ፣ ይዕንድራ ኣለዋ ኢለን ዝዕንድራ ይበዝሓ” ይብሉ ኣቦታትን ኣደታትን።

      • wedinakfa

        Wow it is nice after 10m days you woke from your doldrums, haleluya!!!