Out of Ignorance Do Not Harm Eritrea and Its People

By Teweldeberhan Gebre I regularly watch out government-affiliated websites’ and social medias’ news and postings on mining prospects and activities related to Eritrea. These media outlets deliberately select news and analysis items that fit into the Eritrean regime propaganda mailbox.

Eritrea: Land Lease or Farm Income Tax?

By Teweldeberhan Gebre Background On 2 December 2016, the Government of Eritrea (GoE) issued a proclamation, Proclamation No. 178/2016 on farm income and livestock taxation (ግብሪ ካብ ኣታዊ ሕርሻ ገጠርን እንስሳ ዘቤትን), that replaced Proclamation No. 63/1994. The proclamation has entered into force from 1 December 2016. Issuing numerous legal notices, decrees, orders, and proclamations…

Eritrea Needs New Tax System

“To boost government tax revenue and smoothly implement the financial sector reform, the GoE needs to introduce a tax system on bank payments, transfers, financial transactions, and bank withdrawals.” By Teweldeberhan Gebre Introduction Recently, the Government of Eritrea (GoE) has issued Proclamation No. 178/2016 to collect tax from farm income and livestock. The author of…

ፖሊሲታት መንግስቲ ኣብ መሬት፡ ቁጠባን መንበሪ ኣባይትን ኣይሰረሐን-ባይቶ ዞባ ማእከል

ብተወልደብርሃን ገብረ ሀ) መእተዊ ኣብ ኤርትራ ዋላ’ኳ ብዕድመ ዝኣረጉ ይኹኑ ባይቶ ዞባታት ኣለዉ። ዝኣረጉ ማለተይ ምርጫታት ባይቶ ካብ ዘይግበር ነዊሕ ዓመታት ተቖጺሩ ኣሎ። ክንደየኖት ኢዮም ካብቶም ቅድሚ ነዊሕ ዓመታት ዝተመርጹ ኣባላት ባይቶ ሎሚ ብሂወት ዘለዉ ዝፍለጥ ነገር የሎን። ድምጺ እዞም ባይቶታት ክንደየናይ ተቐባልነት ኣሎዎ ካልእ ሕቶ ኾይኑ ለበዋታትን ምሕጽንታታትን ንዝምልከቶ ካብ ምሕላፍ ግን ዓዲ ዊዒሎም…

ተማሃሮ ስነ-ኪነት ፍሉይ ወተሃደራዊ ስልጣና ወሲዶም ምባል’ሲ ኣይገርምን’ዶ?

ብተወልደበርሃን ገብረ ብ18 የካቲት ተማሃሮ ስነ-ኪነት ሃገርና ካብቶም ቅድሚኦም ዝሓለፉ ዙሪያታት ሳዋ ብፍሉይ ወተሃደራዊ ትምህርቲ ሰልጢኖም ከም ዝተመረቑ ኢሪ-ቲቪ ሓቢራ (ምሉእ ትሕዝቶ እቲ ዜና ንምስማዕ ኣብዚ ጠውቕ)። እዞም ብፉሉይ ወትሃደራዊ ትምህርቲ ሰልጢኖም ዝባሃሉ ዘሎዉ መበል 30 ዙሪያ ሃገራዊ ኣገልግሎት ካብ ሸውዓተ (7) ናይ ሞያዊ ትምህርትን ስልጠናን ትካላት ዝመጹ ተማሃሮ ምዃኖም እቲ ዜና ይሕብር። “ብፍሉይ ወተሃደራዊ…

ኢትዮጵያውያን በመጎስ ኣስገዶምና ኣብራሃም ዶቦጭ ምክንያት ኤርትራን ሳይከሱ ኣይቀሩም!

ተወልደበርሃን ገብረ “ኣህያው ፈርታ ዱላውን” ይላሉ የኣማራ ሰዎች። ድስኩሩን በዩ-ትዩብ ለመስማት እዚጋ ተጫን። ጉዳዩ ስለ የካቲት 12 1929 የፋሽሽታዊው የጣልያን መንግስት ግፍ በኣዲስ ኣበባ ነው። ኣዎ እውነት ነው። ጣልይኖች ኣሰቃቂ እልቂት በኢትዮጵያውያን ላይ ፈጽመዋል። ከዛ በፊትም በኣይሮፕላን ጋዝ ተረጭቶባቸው ብዙዎች ኢትዮጵያውያን ወገኖች በጣልያን ወራሪ ሀይል ኣልቀዋል። ነፍሳቸው ይማር። የኣዲስ ኣበባ ጭፍጨፋ ሊዩ የሚያደርገው ግን መነሻው…

ኣብ ኤርትራስ ዝሕሸሽ ካኣ ተረኺቡ?

ብተወልደበርሃን ገብረ መእተዊ መራሒ ሃገረ ኤርትራ ንህዝብን መንእሰያትን ብሓሻሽነት ክኸሰስ ሰሚዕና ኣሎና። ህዝቢ ኤርትራ ኮነ መንእሰያቱ ኣብዚ ሎሚ እዋን ብዝበልዕዎ እንዳ ተጸገሙ ብምሕሻሽ ክኽሰሱ ዓገብ ዘብል ኢዩ። ንምዃኑ ፕረዚደንት ኢሳያስ ባዕሉ ክሕሽሽ እንተ ዘየላጊሱ መንእሰያት ክሕሺሹ ኣበይ ኢዩ ሪእዩዎም?

መንግስቲ ኤርትራን ሕጋውነቱን-መደብ ሓቅን ብጋህድን ካብ ስደት ቍ. 16

ብቀለታ ኪዳነ (ኣወሃሃድን ኣቕራብን) (ብኦዲዮ ንምስማዕ ኣብዚ ጽቐጥ) ኣብ ወርሒ ግንቦት 1993 ብመሰረት ካብ ሃገራዊ ባይቶ ዝተረከቦ ስልጣን ናይ ምስግጋር ሓላፍነት ክሳብ ናብ ቅዋማዊ መንግስቲ ምስግጋር ዝግበር ነቲ ሽዑ ዝቖመ ግዝያዊ መንግስቲ ኤርትራ  ተጋዳላይ ኢሳያስ ኣፍወርቂ ዋና ጻሓፊ ሕግሓኤ ግዚያዊ ፕረዚደንት ኮይኑ ክመርሖ ኢዩ ተመዚዙ። ነቲ ጉዳይ ምምራጽ ፕረዚደንት ቀዳማይ ዕማሙ ገይሩ ኣብ ኣዳራሽ ሃገራዊ…

መንግስቲ ትሕተ-ቅርጽታት ማሕበራዊ ኣገልግሎታት ሃኒጸ ይብል! ሓቂ’ዲዩ?

ብተወልደብርሃን ገብረ ክቡር ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፍወርቂ ኣብ ዝሓለፈ መወዳእታ ወርሒ ጥሪ 2017 ቃለ-መጠይቕ ከም ዝገበረ ዝፍለጥ እዩ። ከም ዝሓለፉ ቃለ-መጠይቓት ሓንሳብ ዳሓን ዝኾነ ትሕተ-ቅርጽታት ኣንጺፍና ኣሎና ። ኣብ ካልእ ጊዜ ካኣ ዋላ ሓንቲ ዝተሰርሐ ነገር የለን ወይ ዝተሰርሔ ዓኒዩ  ዝብሉ ንሓድ ሕዶም ዝገራጨዉ መልእኽትታት ንህዝቢ ከመሓላልፍ ጸኒሑን ኣሎን። ነዚ ናይ ክቡር ፕረዚደንት መልእኽቲ ህዝቢ ይኹን…